18/04/2020 ኣብ UNHCR ንሓገዝ ንጥቀመሎም ቴሌፎን ቁጽርታት (Helpline) ኣብዚ እዋን UNHCR ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝህበሉ እዋናዊ ህጹጽ መስመር (Helpline) ከፊቱ'ሎ።
ርኣይ ዛንታ ዛህራን ኑራን እዚ ዛንታዚ ብሓቀኛ ታሪኽ ዝተሞርከሰ ኮይኖ ክልተ ናኣሽቱ ቆልዑ ክብ ስድረኣን ሃዲመን ናብቲ ሓደገኛ ጉዕዞ ንኽኸዳ ዝወሰና ደቂ ኣንስትዮ ዘዘንትውዩ። ኮይኖ ክልተ ናኣሽቱ ቆልዑ ካብ ስድረአን ሃዲመን ናብቲ ሓደገኛ ጉዕዞ ንኽኸዳ ዝወሰና ደቂ ኣንስትዮ ዘዘንትውዩ።
10/04/2020 ምጥርናፍ ስድራቤት ብዛዕባ ምጥርናፍ ስድራቤት ሕቶታት ኣለኩም ዲዩ? መስርሕ ምጥርናፍ ስድራቤት ክትጅምሩ ምስትደልዩ ናብ ኣብ ታሕቲ ዝርከባ ኢሜል ኣድራሻ ሕቶታትኩም ስደዱ።
ርኣይ ዛንታ ዓወት፣ምሕጋዝ ህጻናት ኣብ ጉዕዞ ዓወት ምስ ደለልቲ ድሕሪ ምዝርራብ ብመንገዲ ሱዳን፣ ሊብያ ኣቢሉ ማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቝ ንምጉዓዝ ከምዝተዳለወን ብኸመይ ኩነታት ናብ ኣውሮጳ ከምዝበጸሐ ኣብዛ ቪድዮ የዕልል። ኣብ ካርቱም ብዙሓት ኤርትራውያን ህጻናትን በጽሕታትን ኣብ ጉዕዞ ምስ ርአየ ኣዝዩ ስለዝሰንበደ ሓላፍነት ወሲዱ ከምዝሓገዞምውን ይዛረብ። መሉእ ታሪኹ ንስማዕ።