ናብ ቀንዲ ትሕዝቶ ስገር
ትሕዝቶ
ቛንቋ
ትግርኛ
English
Nigerian Pidgin
Af-Soomaali
Search
ምንዳይ
×
ዕጸው
ትግርኛ
English
Nigerian Pidgin
Af-Soomaali
ገጽ
ዛንታታት
ቪድዮ
ቅድመ ምርኢት
ፖድካስት
ምህዞኣዊ
ኣኒመሽን ፊልም
ትሕዝቶ ንህጻናት
ፖስተራት
ምርኢታት
ግጥሚ ምንባብን ተዋስኦን
ደርፍታትን ሳዕሲዒታትን
ምርኢት ዘተ
ቴሌቭዥን
ሬድዮ
ሓደስቲ ትሕዝቶ
ገጽ
/
ሓደስቲ ትሕዝቶ
ሕቶታት ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ ካብ ስደተኛታት
11/08/2020
ስደተኛታት ንኮሮና ቫይረስ ብቀሊሉ ክጥቅዑ የኽእሉዮም፤ ምኽን ያቱ ሕክምናን ካልኦት ዘድልይዎም ነገራት ብቀሊሉ ክረኽቡ ስለዘይክእሉ። ቤለቤለዉን ጌጋ ሓበሬታታን ነቲ ዘሎ ኩነታት ስደተኛታትውን ከጋድዱ ይኽእሉዮም። ጉጉይ ሓበሬታት ኣሚኖም ስጉምትታት ኰስዱ ተጀሚሮምውን ዝገደደ ጸገማት ከጋጥሞም ይኽእልዩ።
እዚ ተንቀሳቃሲ ስእሊ(ቪድዮ)’ዚ ፡ኤርትራዊ ፋርማሲስትን ተማራማሪት ስነ-ፍልጠትን ሊኖ ኣፈወርቂ፡ ዝተፈላለዩ ሕቶታት ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ ካብ ስደተኛታት ይምልስ።ብኸመይ መገዲ ንኮሮና ቫይረስ ክንከላኸል ከምንኸእልን ንዓናን ንስድራናን ክነድሕን ከምንኽእል ትፈልጡዶ?
×
ዕጸው
Search
ምንዳይ