ናብ ቀንዲ ትሕዝቶ ስገር
Family reunification2

ምጥርናፍ ስድራቤት

16/04/2021

ምጥርናፍ ስድራቤት ማለት እንታይ ማለትዩ?

ንምጥርናፍ ስድራቤት ብቑዕ እንተዀይነ ብኸመይ ክፈልጥ እኽእል ?

UNHCR ንስድራ ቤተይ ኣብምጥርናፍ ስድራቤት መስርሕ ብኸመይ ክሕግዞም ይኽእል?

Family reunification addresses

ንምጥርናፍ ስድራቤት ብቁዕ ከምዝኾንኩ ይፈልጥ'ዬ:ኣዝማድይ ግና እቲ መስርሕ ከመይ ክምዝጅመር ኣፍልጦ የብሎምን።እንታይ ተገበርና ይሓይሽ?

ምስ ስድራቤተይ ክሳብ ዝጥርነፍ ወይ ዝራኸብ ክንደይ ግዜ ይወስደለይ?