ፋጢማ ኣሕመድ ሓዩቲ ኤርትራዊ ስደተኛ ኣርቲስት ኮይና፡ ብዘለዎ ፉሉይ ክእለት፡ ብናይ ህጻናት መሓዙት ምስልታት፡ መኸላኸሊ ስጉምትታት ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ ኣዳሊያ።
እዞም ስእልታት ኣካል ናይ ምዝንታው ሓቀኛ ታሪኽን ዩ. ን. ኤ. ች. ሲ. ር. (UNHCR) ኮይኖም፤ ብናይ ህጻናት መሓዙት ምስልታት ዝተሰርሑዮም። ከም መርኣያ ሓድነት ስድተኛታትን ብማሕበረሰብ ኤርትራዊያ ዝተሰርሑ ፍርያት ኮይኖም፤ኣብ ዝጌ ኮሮና ቫይረስ ንስደተኛታት ካብ ሓደጋ ክከላኸሉ ተባሒሎም ዝቀረቡዮም።