ርኣይ
The Journey (Tigrinya)
An animated film about the journey of two young girls who embark on an irregular journey from Eritrea.
The film is inspired by actual events from Telling the Real Story testimonies
ብዛዕባ ምኽንሻብ ደሃይ ምስ ሰመዓ ኑራ ጓል 10 ዓመት ጥራይ ስለ ስለዝነበረት ምስ ዛህራ መሓዛኣን ዘመዳን ኮይነን ሃዲመን። እዚ ብናይ ሓቂ ፍጻመታት እተለዓዓለ ታሪኽ ድሕነትን ተስፋን እዩ ። ከምቶም ኪግዕዙ ንኮንትሮባንድ ኪሸጡ ከምኡውን ኪምዝመዙ ዚደልዩ ዝነበሩ ቘልዑ ዚገልጽ ዛንታ።