ርኣይ ዛንታ ዛህራን ኑራን እዚ ዛንታዚ ብሓቀኛ ታሪኽ ዝተሞርከሰ ኮይኖ ክልተ ናኣሽቱ ቆልዑ ክብ ስድረኣን ሃዲመን ናብቲ ሓደገኛ ጉዕዞ ንኽኸዳ ዝወሰና ደቂ ኣንስትዮ ዘዘንትውዩ። ኮይኖ ክልተ ናኣሽቱ ቆልዑ ካብ ስድረአን ሃዲመን ናብቲ ሓደገኛ ጉዕዞ ንኽኸዳ ዝወሰና ደቂ ኣንስትዮ ዘዘንትውዩ።
ርኣይ ዛንታ በረኸት (ኣኒሜሽን ፊልሚ) ብሓቀኛ ታሪኽ ዝተተባበዓት ዛንታ በረኸት ትብል ኣኒሜሸን ፊልም ቆልዑ፤ብዛዕባ ሓደ መንእሰይ ቆልዓ ተዘንትውያ። በረኸት ንሓሙሽተ ዓመታት ንወላዲቱ ስለዘይረኣያ፤ሓደ መዓልቲ ናብ ዓዱ ተመሊሱ ስድራቤቱ ከረኽቦም ከምዝምነይ የዘንትው።
ኣንብብ አቲ ጉዕዞ-ናይ ኤርትራውያን ህጻውንቲ መጽሓፍ "አቲ ጉዕዞ“ ትብል ዛንታ ቆልዑ ንመንእሰያት ኩነታት ዘይ ሕጋዊ ጉዕዞ ናብ ኤውሮጳን ሳዕቤናቱን ሓቀኛ ስእሊ መረዳእታ ክትከውን ኢላ ዝተዳለወትያ።