ርኣይ እቲ ጉዕዞ እቲ ጉዕዞ ትብል ብመልክዕ ኣኒሜሽን ዝተሰርሐት ፊልሚ ካብ ሃቀኛ ዛንታት ዝተዋጸአት ኮይና ብዛዕባ ክለተ ደቀንስትዮ ብመገዲ ሊብያ ናብ ኤውሮጳ ዝተበገሳሉ ዛንታ ተዘንትውያ። ካብ ሃቀኛ ዛንታት ዝተዋጸአትን ምዝንታው ሓቀኛ ታሪኽ ዝተዋጸትያ።
ርኣይ ዛንታ ዛህራን ኑራን እዚ ዛንታዚ ብሓቀኛ ታሪኽ ዝተሞርከሰ ኮይኖ ክልተ ናኣሽቱ ቆልዑ ክብ ስድረኣን ሃዲመን ናብቲ ሓደገኛ ጉዕዞ ንኽኸዳ ዝወሰና ደቂ ኣንስትዮ ዘዘንትውዩ። ኮይኖ ክልተ ናኣሽቱ ቆልዑ ካብ ስድረአን ሃዲመን ናብቲ ሓደገኛ ጉዕዞ ንኽኸዳ ዝወሰና ደቂ ኣንስትዮ ዘዘንትውዩ።
ርኣይ ዛንታ በረኸት (ኣኒሜሽን ፊልሚ) ብሓቀኛ ታሪኽ ዝተተባበዓት ዛንታ በረኸት ትብል ኣኒሜሸን ፊልም ቆልዑ፤ብዛዕባ ሓደ መንእሰይ ቆልዓ ተዘንትውያ። በረኸት ንሓሙሽተ ዓመታት ንወላዲቱ ስለዘይረኣያ፤ሓደ መዓልቲ ናብ ዓዱ ተመሊሱ ስድራቤቱ ከረኽቦም ከምዝምነይ የዘንትው።