ርኣይ
ዛንታ ዳኒኤል-ምስ ሕብረተሰብ ምውህሃድ ቀሊል ስራሕ ኣይኰነን
ዳኒኤል፡ ኣብ 2015 ናብ ሃገረ ሽወደን ዝኣተወ ኤርትራዊ ስደተኛ እዩ። ካብታ ዝኣተወላ ዕለት ኣትሒዙ ድማ ንመረዳድኢ ዝዀኖ ቋንቋ ሽወደን ከይተማህረ ናብ ዝበጽሖ ከምዘይብሉ ብዝግባእ ተገንዚቡ ብዙሓት ስደተኛታት፡ ነዚ መሰረታዊ ክእለት ቋንቋ ዕሽሽ ከይብልዎ፡ ምስቲ ዂሉ ናብ ኤውሮጳ ንምምጻእ ዘሕለፍዎ ከቢድ ጒዕዞን ዝሃለኽዎን ብምርዳእ ምስቲ ሕብረተሰብ ክወሃሃዱ ኣብዛንትኡ ይምዕድ። መሉእ ታሪኹ ንስማዕ።