እቲ ጉዕዞ
እቲ ጉዕዞ ትብል ብመልክዕ ኣኒሜሽን ዝተሰርሐት ፊልሚ ካብ ሃቀኛ ዛንታት ዝተዋጸአትን፤ ብዛዕባ ልዋም ተባህለት መንእሰይ ኤርትራዊ ጋል ዛንታ ተዘንቲውያ። ልዋም መሓዙታ ክወጹ ሪኣ ጉዕዞ ምስጀመረት፤ ከምቲ ዝተጸበየቶ ኮይኑ ኣይጸነሓን። ብፍላት ካብ መሓዛኣ ደብዳቤታት ክተንብብ ምስጀመረት ኩነታት ከሰንብዳ ጀሚሩ። ንመንእሰያት ናይ ጉዕዞ ኩነታት ክትሕብር ተባሂላ እተዳለወት ፊልሚያ።