
ርኣይ
Teklebrhan finds a home after six years of flight
Teklebrhan Tefamariam Tekle escaped Eritrea twice. Today, at 27, he lives in relative comfort, adjusting to a new life in the southern Swedish city of Jönköping.
ጠንጢንዎ ምስ ወጸ፡ ነብሱ ኣብ ካልእ ዝያዳ ቀታሊ ዝኾነ ምምራኽ ረኸባ። ግዜ ህጻንነቱ ኣብ ኤርትራ፡ ናይ ሓጎስን ፍስሃን ግዜ እዩ ነይሩ። “ምሳይ ዝዓበዩ ፍቱዋት የዕሩኽተይን ቤተሰበይን እዝክሮም። ኣዝዩ ጽቡቕ ግዜ እዩ ነይሩ። ኩነታት ዝተፈልየ እዩ ነይሩ።” ይብል። ንሓጺር ግዜ ትምህርቱ ድሕሪ ምምዝባሉ፡ ኣዶናይ ናብ ሰራዊት ኤርትራ ብግዱድ ተኸቲቡ፡ ኣቲ ሕጉስ ግዜ ቁልዕነቱ ሃንደበት ተበትከ። “ትምህርቲ ኣቃሪጸ ናብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ከይደ።” ይብል።
እቲ ሕጉስ እዋናት ናይ ህይወቱ ድማ፡ ብደረታት ገደብ ዘይብሎ፡ ግዱድ ዕስክርና ተተክአ። እዚ ግዱድ ዕስክርና እዚ፡ብኣሽሓት ዝቑጸሩ መንእሰያት ኤርትራ ዝሓሸ ህይወት ንምንዳይ ዘንቀደ ናይ ህድማ ወለዶ ቀየሮም። “ሓደ ካብቲ ሃገረይ ገዲፈ ክስደድ ዝገደደኒ፡ ዘይምህላው ናይ መዛኖይ መንእሰያት እዩ።’ ይብል ኣዶናይ ነታ ብስደት መንእሰያታ ጥርሓ ትተርፍ ዘላ ኮይና እትስመዖ ሃገሩ እንክገልጻ። “ህይወትካ ክትመርሕ እንተደኣ ኬንካ ክትወጽእ ኣሎካ።” ኢሉ ዝሓሰበ ኣዶናይ ኣብ ወርሒ መጋቢት 2014 ክሳብ ኣደ ኣሃዱኡ ናብ ኢትዮጵያ ሰገረ።
“ምስ ወጻእኩ፡ ኩሉ ነገር ጽቡቕ ክቕየርን ጽቡቕ ህይወት ከሕልፍን እየ ሓሲበ።” ይብል። እንተኾነ ኣብ ኢትዮጵያ ስራህ ናይ ምርካብ ኩነታት ነቲ ዝሓሰቦ ከምዘይከውን ኣረጋገጸሉ። ኣኣዶናይ በተን ቁሩብ ቁራቦ ዘዋህለለን ናብ ሱዳን ዕድሉ ክፍትን ሓሰበ።ንሓደ ብውሑስ መንገዲ ከስግሮ ቃል ኣትይሉ ዝነበረ ኣሳጋሪ ድማ ረኸቦ።
“እቲ መንገዲ ሓደገኛ ድዩ ክኸውን ዋላ ካልእ ወላሓንቲ ኣይፈለጥኩን። ሓበሬታ ክህበኒ ዝኽእል ወላ ሓደ ሰብ ኣይነበረን።” ብምባል ወላሓንቲ ኣፋፍኖት ከምዘይነበሮ ኣሚኑ።
እቲ ዝሰምዖ ዝነበረ ዛንታትቃት ዓወት ናይቶም ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ በዚ መንገዲ ዝሓለፉ ኣዩ። ዝሰምዖ ካብ ኤርትራ ወጺኦም ብዛዕባ ምእታዎምን ሓድሽ ህይወቶምን ጥራይ እዩ። ቅድሚ ምብጽሖም ብዛዕባ ዝሓለፍዎ ሽግርን መከራን ወላሓንቲ ኣይፈልጥን እዩ። ኣዶናይ ምስ 46 ሰባት እዩ ተበጊሱ። እቲ ኣስጋሪ ኣብ መጀመርያ፡ ካርቱም ክሳብ ዝበጽሑ፡ ብጽቡቕ ይሕዞምን መግቢ ይህቦምን ኣካ ኣንተነብረ፡ ሽዑ ግን እታ ጉጅለ፡ ኣዶናይ ምስቲ ኣስጋሪ ከም ዝሰርሑ ርግጸኛ እየ ብዝብሎም ሰባት ተጨውያ። “ኣሳገርቲ ብዛዕባ ኣታዊኦም ጥራይ ኣዮም ዝሓስቡ። ብዛዕባ ህይወት ኣይግድሶምን ኣዩ። ገንዘብ ልዕሊ ህይወት ሰባት ዋጋ ኣለዎ።”
“እቶም ጨወይቲ፡ ደቀንስትዮ ይዕምጹ ንደቂ ተብዓትዮ ድማ ይቕጥቅጥዎም።ኣሕሉቕ እዮም ነይሮም።” ይብል ኣዶናይ።
ኣዶናይ ንናጽነቱ ሰሪሑ ክኸፍል ተገዲዱ እዩ። እንተኾነ ሕጂ’ውን ምስ ፖሊስ ምጉያይ ምስ በዝሖ ናብ ሊብያ ክከይድ ተገደደ። ሕጂ ግና ናሳገርቲ ክኸፍሎ ዝኽእል ገንዘብ የብሉን። ካደ ካብ ኣሳገርቲ ንኣዶናይ ክኽግዞ ቃል ኣትዩ ናብ ሊብያ ብዝሰለጠን ዕንቅፋት ዘይብሉን ኣብጽሖ። እንተኾነ ኣዶናይ ኣብ መኽዘናት ልብያ ተዓጽዩ ጅሆ ተታሕዘ። ምስ ቶም ካልኦት ዝተታሕዙ፡ እቶም ጨወይቲ ብቀጻሊ ቀጥቀጥዎምን ኣሳቐይዎምን።ኣዶናይ ገለ ሰባት ብምቕጥቃጥ ዝመቱ ከም ዝነበሩ ይዝክር።
ኣዶናይ ዝኸፍለሉ ዘይብሉ ብዙሕ ተሳቐየ። ንልዕሊ ሓደ ዓመት ኣአጻሊ እናተቐጥቀጠ ማህረምትን ሕማቕ ኣተሓሕዛን ሓለፈ። ኣብ ሊብያ ዘሕለፎ ስነኣእምሮኣውን ኣካላውን ጸገማት ኣትሪፉሉ።
“ኣብ ሊብያ ናዓይ ዘገጠመኒ፡ ህይወተይ ከቢድን ጸቕጢ ዝመልኦን እዩ ነይሩ። ኣብ ሓንጎለይ ከቢድ በሰላ ገዲፎሙለይ።” ይብል። “ኣእምሮይ ብትክክል ኣይሰርሕን እዩ። ዋላእካ ኣካላዊ ማህሰይቲ እንተለዎ፡ ኣዶናይ፡ ዝያዳ ስነኣእምሮኣዊ ሃስያኡ ዝያዳ ከም ዝዓቢ፡ ስነኣኣእምሮኣዊ ጽልዋ ከምዘሕደረሉ ይገልጽ።| እቲ ዝኸፍአ ነገር ንዓይ ዝገበሩኒ ንሱ እዩ።”’
ኣብ መወዳእታ ኣዶናይ ኩነታቱ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብምዝርጋሕ፡ ዋላካ ቤተሰቡ ክሕግዙ እንተዘይከኣሉ፡ኣብ ደገ ዘለዉ ኤርትራውያንን ካልእ ዓለምን ግን ይኻሉ እዮም። እቲ ዝተሓተቶ ገንዘብ ብዙሓት ሰባት ኣዋጺኦም ተኸፊሉ ነጻ ወጺኡ። ካብ ሊብያ ኵአጽኣ ኣሎኒ ኢሉ ዝሓለነ ኣዶናይ፡ መንገዱ ብማእከላይ ባሕሪ ናብ ጥልያን ቀጸለ። ኣብ ሆስፒታል ድማ ኣካላውን ስነ ኣእምሮኣውን ተሃድሶ ተገይሩሉ። ሎሚ ኣብ ጥልያን ዝነብር ዘሎ ኣዶናይ፡ ናናይ ምዝራብን ምድቃስን ጸገማት ኣለዎ።ኣዶናይ ዝሓሸን ሓድሽን ህይወአት ርእዩ፡ እንተኾነ ኣብ መንገዱ ዘስካሕክሕ ከቢድ ትምህርቲ ቀሲሙ። “ ሓደ ሰብ ንነብሱን ንስድርኡን ለውጢ ከምጽእ ዝኽእል፡ ብህይወትን ጥዕናን ምስ ዝህሉ እዩ።” ኣዶናይ “ህይወት ኣብ ሊብያ ሲኦል ኣብ መሬት እዩ።” ምስ በለ “ኣምላኽ ኣመስገን፡ ድሕሪ እዚ ኩሉ ብህይወት ኣለኹ።’ ይብል ኣብመወዳእታ።