ናብ ቀንዲ ትሕዝቶ ስገር
Sudan COVID2

ጎስጋስ ዝርገሐ ኮሮና ቫይረስ ብሕብረተሰብ ስደተኛታት ኣብ ሱዳን።

29/04/2020

Sudan COVID6
ዓብደላሂ ኣፈወርቂ ኣርኣያ; ኣባል ወለንታዊ ማሕበር ስደተኛታት ኣብ መዓስከር ሸገራይብ ምብራቕ ሱዳን፤ ህዝባዊ ሓበሬታ ብዛዕባ ኮቪዲ-19 ብድምጺ ብምምላእ፡ናይ ቅድመ ምኽልኻል ስጉምትታት ኣብ ዝርግሐ እቲ ሕማም፡ብተንቀሳቃሲ ህዝባዊ ኣገባብን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሓን ይህብ ኣሎ.።