ዛንታ በረኸት
በረኸት ወዲ 13 ዓመት ኤርትራዊ ዀይኑ : ብሊብያ ጌርካ ኣብ ዝግበር ሓደገኛ ጕዕዞ ዝተጋዕዘ ወዲ’ዩ። ኣብ ሊብያ ኮይኑ ናብታ ንሓሙሽተ ዓመት ዘይረኣያ ኣዲኡ ኺምለስ ከኣ ይምነይ።